RESTORATIONS
PROPHETIC
MINISTRY
RESTORATIONS
PROPHETIC
MINISTRY
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩሉኹም ይኹን ፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም።
ተልእኾ እዚ ኣገልግሎት ንቅዱሳንን ቤተክርስትያንን ንምንቕቓሕ፡ ንምዕጣቕ፡ ንምሕዳስን ዝተንስኤ ኣገልግሎት እዩ። እዚ ኣገልግሎት ነቲ ኣብ መስቀል ዝተፈጸመ ዕዮ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ብምግላጽ፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ናብ ጥቡቕ ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምምራሕ፡ ሓይሊ መንግስቲ ኣምላኽ ዘግህዱ ደቀ መዝሙር ምፍራይን እዩ።
ስብከታት
ተወሳኺ መልእኽትታት ክትርእዩ ምስ እትደልዩ